ሊበራላዊ ሰልፊ ካናዳ፡ ማርክ ካርኒ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ንምዃን ብዓብላሊ ድምጺ ብሰንበት ተመሪጹ። ብውሽጣዊ ቍጠባዊ ማሕልኾታትን ከምኡ’ውን ካብ ቀንዲ ንግዳዊት መሻርኽታ ጎረቤት ሃገር ...
ኣብ መይንማር ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ድሒሮም ናይ ታይላንድ ካብ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን 32 ናብ ሃገሮም ከም ዝተመለሱ ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ብሓገዝ ኣብ ህንዲ ዝርከብ ...
ኣብ ወረዳ ራያ-ኣላማጣ፡ ጥሙጋ ኣብ ዝብሃል ኣከባቢ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት፡ ብዓርቢ ሓደ ቀሺን ምስኡ ዘገልግሉ ሓሙሽተ ተመሃሮን ብዕጡቓት ብዝወረዶም መጥቃዕቲ ምቕታሎም ምምሕዳር ከባቢን ...
ሰዓብቲ ካብ ዝልጣኑ ዝተባረረ መራሒ ባሻር ኣሳድ ሓለዋ የካይዱ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ሓይልታት ፀጥታ ብዝፈፀምዎ ሃንደበታዊ መጥቓዕቲ ናብ ግጭት ዓሪጉ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ማዕልታት ልዕሊ 1,000 ሰባት ...
ሮማኒያዊ ርሑቕ የማናይ ፕረዚደንታዊ ተነሓናሒ ካሊን ጆርጀስኩ ኣብ መጋቢት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ንኸይወዳደር ንዝተሓላለፈ እግድ ክብድሆ እየ ክብል ሎሚ ሰኑይ ገሊፁ። ተንተንቲ ከም ዝብሉዎ ግን ሩስያ ...
ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ 3.2 ቢሊዮን ብር ናይ ግብሪ ዕዳ ኣለዎም ንዝበሎም 62 ሰባት ካብ ሃገር ከይወፁ እገዳ መገሻ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም በዓል ሞያ ሕጊ ብወገኖም፣ ...
ሎሚ ዓርቢ ቻይና ብምምሕዳር ትራምፕ ዝተነብረላ ወሰኽ ቀረጽ ዝግበኦም ግብረ-መልሲ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ ኣላ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብቲ ንጋዜጠኛታት ዝሃቦ መግለጺ፡ ምምሕዳር ዋሺንግተን ...
ካብ ፓሪስ ናብ ዓበይቲ ከተማታት ኤውሮጳ ከም በዓል ሎንዶንን ብራስለን ኣብ ዘራኽብ መደበር ባቡር፡ ዘይተተኰሰ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ድሕሪ ምርካቡ፡ ሎሚ ዓርቢ ነቲ ኣዝዩ ጽዑቕ መስመር ...
መብዛሕትኦም ኢትዮጵያዊያንን ዝኾኑ፡ 180 ሰባት ጽዒነን ዝነበራ ኣርባዕተ ጀላቡ ኣብ መንጎ ማያት ጂቡቲን የመንን ምስዋረን ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት (IOM ...