(ሶኑይ 5 ጥሪ 2026) * ፈለማ ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ክቐርብዩ * ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን ...
ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ልዕሊ’ታ ሃገር ኣዚዘ ይብል። ክልቲኦም ምስ ሓሽሽን ...